New Eritrean Series movie 2020 // 1080 part 30 final1/ 1000ን ሰማንያን 30ክፋል ተፈትጸመ 1
49:22
556,282
Star Entertainment
Reddit
New Eritrean Series movie 2020 // 1080 part 30 final1 1000ን ሰማንያን 30ክፋል ተፈጸመ 1
Copyright © Star Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page:facebook.com/pg/StarEntertainmentEthioEri
Instagram:
instagram.com/starentertainethioeri/
Twitter: twitter.com/StarEntertainm
Website: www.starentertainmentethioeri.com

Kommentarer
  • Alexsander mulugeta Alex
    Alexsander mulugeta Alex

    ኣነ ሲ ነዛ ፊሊም ማራ አንዲየ ዝፈትዋ ነረ ማለተይ ሲ ኣብ ዝደት ኮንኩም ከምዚ ዓይነይ ፍሊም ክትሰርሑ ማሩ አዩ ክትድነቁ ዘለኩ ጊን ኣብ መወዳአታ ሲ ኣባላሽኩማ ጉዳይ ኣደ ኢሳቅ ጉዳይ ሳሚ ኣብ ምንታይ ገዲፍኩሞ ብሕጂ ሲ 3 part ምስ ሰረሐኩም ነርኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዱ ብቀጻሊ ጊን ኣጁኩም በርትዑ

    • Henok Mahari
      Henok Mahari

      ካብ ኩለን እበር እምበር ጉዳይ ሳምን ጉዳይ ለምለም ጽቡቅ ኣፈጻጽማ ዘይተለምደ ፍጻሜ ኢዩእዚ ኣብ መወዳእትኡ ብዝሕ ግዜ ጽቡቅ ካብ ሓቂ ዝረሓቅ ኢዩ። ብፍላይ ናይ ኣደ ኢሳቅ ለምለም ትኽክለኛ ኣብ ማሕበረሰብና ዘሎ ኢዩ። እዛ ፊልም ካብዝፈልጦም ፊልምታት ኣጸቢቃ ናብ ሓቂ ዝቀረበት ኮይና ትስመዓኒ ነዓይ። ምናልባት ፍቅሪ ወድሓወቦይ ዓይነት ዝውስኑ ሰባት ሒደት ተኾኑ እንካን ናብ ሓቂ ዝቀረበ ኢዩ። ከምዚ ልብወለድ ጥራይ ዝኾነ ካብ ሓቂ ዝሃወተ ኩነታትናን ግዜናን ዘየንጻብርቅ ዓይነት ፊልሚ ኣይኮነትን። ኣብዚ ዘመን ሓቀኛ ፍቅሪ የለን ንዝብሉ ሰባት ኣይ ከምበዓል ኢሳቅ ኣለው ትብል ማሕበረሰብና ከም ቀደም ኣይኮነን ንዝብል ከኣ ኣለው በዓል ኣቦይ ሰመረ ትብል ፊልሚ እያ። ብፍላይ ከምናይ በዓል ሳሚ ሰነፋት ማለት ተስፋ ኣለዎም ትብሎም ሰባት ዝባላሸውሉ ብልሽዋት ትብሎም ሰባት ከም በዓል ኤማ ከኣ ሓሳቦም ዝቅየረሉ ለባማት ተብሃልቲ ልዋም ናብ ዕሽነት ዝጸጋጋዕሉ ፍቅሪ ብዘይ እምነት ኮንቱ ምኻኑ ትመሃረሉ፡ ውዑያት ቁምነገር ዘይብሎም ዝበሃሉ የውሂን ሰብ ቁምነገርን ለባማትን ዝኮንሉ፡ ሕውነት ካብ ጽልኢ ፍቅሪ ውን እምነት ተሃሊዎ ኩሉ ዝስዕረሉ እትምህር ፊልሚ እያ።

    • merhawi kahssai
      merhawi kahssai

      Suk elkayu eritrawi weledo tebelashyuna kab laaaaaaaali naaaaaab taaaaaaaaahti weridu nab azile snetbeb temelisna bka terifukum gn sorry zrielkum aytsienun ekum azile reayti alewkum

    • Tsige Tsige
      Tsige Tsige

      Bhaki shikorina ktftsem ayneberan

    • Grmawi Azan
      Grmawi Azan

      🤗🤗🤗

    • Micheale Yohannes
      Micheale Yohannes

      Alexsander እታ ፊልም ብጣዕሚ ጽብቕቲ ጌሮም ዮም ወዲኦማ። ኣስተውል!? 1፡ ጉዳይ ኣደ ኢሳቕ ንባይና ኣብቲ ገዛ ምትራፋ፡ ርእሱ ዝኽኣለ መልእኽቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ከም ሰብ ሓሳባት ሰባት ክትቅበልን ከተኽብርን ከም ዘለካ ያ ትምህረና። ንሰባት ክትሰምዕ ዘይትኽእል እንተኮንካ፡ ኣነ ጥራሕ የ ዝፈልጥ ኢልካ ከም ዕንጸይቲ ትደርቕ እንተኮንካ፡ ኣብ መወዳእታ ከምታ ኣብ ገዛ በይና ኣብታ ጣውላ ዝደረቐታ፡ ደሪቕካ ትተርፍ ማለት'ዩ። 2፡ ጉዳይ ሳሚ ውን፡ ከምኡ ርእሱ ዝኽኣለ ጣዕሚ ዘለዎ መልእኽቲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ኣብ ፍቕርኻ ክትጸንዕ ዘይምኽኣል'ዩ ምሂሩና ብዝኮነ፡ ብጣዕሚ ጽብቕቲ። ኣፈጻጽማ እውን ዝበለጸ እዩ ኔሩ።

  • ፅጌ ፈቃር G
    ፅጌ ፈቃር G

    እዉይ'ሳሚ'ከብደይ'በሊዕካኒ

  • Haben Berhe
    Haben Berhe

    ትኽክል ኣደ ኢሳቕ ይግባኣ ኢዩ ጉዳይ ሳሚ ግን ከምኡ ኣይግባእን ኢዩ ያ ልዋም እንታይ ጌራትኩም! ብዝኮነ እቲ ናይ ባዓል ሳሚ ዕጫ ንባዓል ኢሳቕ ክኸውን ኔርዎ::

  • Bekit Samuel
    Bekit Samuel

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በየን ጅሚረ'ሞ በየን ክውድእ ....ኣብ ሂወተይ ካብተን ዓይነይ ስም ከየበልኩ ዝተኸታተልኩውን ፍልምታት ሓንቲ እያ:: ተስፋ ይገብር ትንስኤ ፍልም ሃገርና ክትኮውን :: ኩሉ ዘማልአት ፍልም ኮይና : ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረ ::::::::::::

  • Nber Tsegiakiros
    Nber Tsegiakiros

    ልዋም ከ እንታይ ገይራ ምስ ሳሚ መጨረሽ ክንሪእ ነይርና እና ኩነታታ እዩ ሽግር የቡሉን እንኳዕ መጨረሽኡ ኣረየኩም ኣጀኩም ገቡዙ

  • elsa ahferom
    elsa ahferom

    ዋው ብጣዕሚ ዝድነቕ ሰራሕ: በርትዑ!

  • Proud Mom
    Proud Mom

    Eway luliye zeyidki gn lebam endiki heray ktibliyo tkoni it maks me cry 😭

  • ሚኪ ላላ ሓበሻዊ Gd
    ሚኪ ላላ ሓበሻዊ Gd

    ሂወት ከምኡ እያ

  • Abel Bereket
    Abel Bereket

    Fack nay eritrea movie geza geza eyu kolo titiko kemzi wela kulu seb mserehe resah

  • Tugr Ftyy
    Tugr Ftyy

    አሰይአሰይ ብሰለም ይምላሰኬም አህውትያ ናተይ ግነ ለዋም ማራ አህዝንታን እፍፍፍ እውይ ፍቅር 🙆🙆

  • Natnael Natnael Gufla Gebretensae
    Natnael Natnael Gufla Gebretensae

    wawwwwww

  • Henok Mahari
    Henok Mahari

    ኩሉኹም ጅጋኑ ማለት ብጣዕሚ experted ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ልምዲ ዘለዎም ዝዓይነቶም ኢኹም። ካብ ኩሉ ዘድነቅክልኩም እቲ ፊልሚ ስሚዒት ኣለዋ ስክርቢት ኣይመስልን ኢዩ ብተካእለኩም መጠን ጠባያት ኣጸቢኩም ተላቢስኩም ኩሉኹም ዝተወሃበኩም ዕዮ ብኣገባብ ዝዓመምኩም ይመስለኒ። ቴንኪው ብጣዕሚ ንታዓዘብቲ ክብሪ ኣለኩም ከምዚ ናይ ገሌታ ቀንጠምንጢ ዝቦዝሖ ኣይኮነንን። ደራሲ ስታር ኢንተርተይመንቱ ቴንኪው፡ ኩላኹም ኣብዛ ፊልሚ እጃምኩም ዘበርከትኩም ሰባት GBU ቀጽልዋ ግን ትብዕ በሉ ሓቂ ተኾይኑ ደርጉሕዋ ንሓቂ ኣጸቢቅኩም ቅረብዋ። ናብራ ኣዲስ መቸም ብጾትኩም ኢና እታ ፍቅሪ የውሂን ደኣ እምበር እቲ ካልእ ኩሉ ሓቂ ምኻኑ ዳርጋ ግነት የብሉን።በውውውውው wonderful work

  • Henok Mahari
    Henok Mahari

    ናይ ልዋምን ሳምን ግን ጽብቅቲ ኣፈጻጽማ ኢያ ካብቲ ልማዳዊ መደምደምታ ፍልይ ዝበለት ኢያ ምክንያቱ ኣባና ዝተለምደ ኣብ መወዳእታ ምትዕራቅ ስለ ዝኾነ ሂወት ከም ፊልሚ መሲላትና ብዙሕ ግዜ ንጋገ ኢና። ስድራ ውን ኩሉ ግዜ ኣብ መወዳእታ ይቅበሉና ኢዮም ዝብል ኣተሓሳስባ ኣፍሪስኩምልና

  • Henok Mahari
    Henok Mahari

    ወድ ሓወቦይ ትኽክል ኢዩ ሳሚ ፋራ ምባሉ

  • Henok Mahari
    Henok Mahari

    ሕብረተሰብና ዓማጺ ኢዩ። እዛ ግዜ ትብሃል ፍልስፍና ግን ፈጺማ እያ ዘይትርድኣኒ።

  • Henok Mahari
    Henok Mahari

    ኤማ ጽቡቅ መደምደምታ ሂቡ ግን ጸገም ሃገርና ብግልጺ ንምዝራብ ክብድ ዝበለኩም መስለኒ ግን ፈራሕ ኣይሞተ ተባዕ ኣይሞተ ላንጋ ላንጋ ሞቶ ኢዩ!!!!!

  • Yodit Ghebremichael
    Yodit Ghebremichael

    Btaemi tsbkti film eya gin Sami & lwam kfelaleyu ayneberomn

  • Meron Gere
    Meron Gere

    ':

  • Getsu Gereziher
    Getsu Gereziher

    Fkri

  • Fitsum Gebremeskel
    Fitsum Gebremeskel

    Ane abzea hanti hasab alateni yhwat ade esak kurubteley chekina

  • Johanna tsegay
    Johanna tsegay

    Entay aynet ade eya ezia sheitan

  • Ibrahim Idris
    Ibrahim Idris

    This film made me cray, I think I am missing my country Eritrea. I admire the author and all of them. At the end of the film am not happy about it. Finishing ? I am expecting to continue please. Fetari dema n Erirea hagerna b selam yemlesena deki Eri halalat. Agukum kulu kehalef eu.

  • eaden tesfaje
    eaden tesfaje

    እዞም ናይ ኤርትራ አወዳት ጉዋል ኽትበክይ እንዳራዐዩ ስቅ እዬም ዝብሉ ስለምንታይ ግን ምህቁዋፍን ምስዐምን ዘይኽዐሉ ፍቅሪ አይፈልጡን እዬም ዘይማሀሩ ድማ ቺድ

  • Deep hug
    Deep hug

    አምላክ ካብዚ መፂዩ ዘኒሆ ቀዛፊ ኮሮና ይሓልወና አሕዋተይ ፀሎትን ጥንቃቀን አይነውሕድ። እስኪ ምሳይ ትስማዕሙዑ ላይክ ሃቡ

  • Habte Ghideom
    Habte Ghideom

    Das ist sehr gut ich finde tesdem Film es sehr gut

    • Deep hug
      Deep hug

      O.M.G IM IN LOVE WITH AZAMIT

  • ane kem ane
    ane kem ane

    bhaki tdnek film ms kulu hxretatkum blux srah wala bafexaxma egub ye derasi btaemi adnikeka thanks nezom kulukm abza srah ztesatefkum blbi nemesgn

  • እግዚኣቢሄር ጋሳየይ 'ዩ ኣሜን።
    እግዚኣቢሄር ጋሳየይ 'ዩ ኣሜን።

    I miss u guys

  • Tesfamariam Abraham
    Tesfamariam Abraham

    Ab hiwety film tegedise riai ayfelitin 1080 gin nay mejemertay koyna temezigeba ala bitami bluxi serah deqi ery. Merci beaucoup mon compatriote ❤❤❤👍

  • Ghrmay Gebreyesus
    Ghrmay Gebreyesus

    Bxtami tidneq film tewasatin aleyti filmen keydnewuki khalf aydeln.

  • Feben Tadesse
    Feben Tadesse

    Great Job deki erey shikorinatat ❤️❤️👍🏽👍🏽

  • Emily An
    Emily An

    ስደት ዘለና እውን ፈጣሪ ስደትና የሕፅረልና 🙏😘😘😘😘

  • حياه 65
    حياه 65

    ካልኣይ ምእራፍ ኢልኩም ክትቅጽልሉ ተስፊ ንገብር ኣይመነናኩምን ሓደራ ኢልናኩም ኣለና

    • Emily An
      Emily An

      እውነተኛ ፍቅር ማለት እንደዚህ ነው ምናለበት ፍቅር ፊልም ላይ እንደሚታየው ቢሆን እውነተኛ ፍቅር ብዙ ፈተና ብዙ ውጣ ውረድ ትልቅ መሠውአትነት ይከፈልበታል ከዚህ ድራማ ብዙ መመር ይቻላል ተባረ

  • Dibora Monica
    Dibora Monica

    Endeye yete hedachu

  • SUN NIGT
    SUN NIGT

    Nsamis ayaudun neru deki erey

  • Teklom Teklom
    Teklom Teklom

    ስደትና ይሕፅሮ ፈጣሪ አየኩም

  • yafet fshaye
    yafet fshaye

    WAAAAAAAUUUU ERITRAWYAN YEHWATEY YOHIN NANAKEMAN GEGANU ABOTAT KELEWNA AYTEMEKAHNAN ZBELKYA NAY BEHAKI DES DES DES ABILKNI

  • zijuiy wttuy
    zijuiy wttuy

    ስደት ዘለና እውን ፈጣሪ ስደትና የሕፅረልና 🙏😘😘😘😘

  • Brhane Halawesen
    Brhane Halawesen

    Nay Mewedatan zkefetn movie. season 2 eilkum wala qexlwa bejakum.

    • zijuiy wttuy
      zijuiy wttuy

      Out standing !

  • ALEGA RAHELE
    ALEGA RAHELE

    አዛሜት ቆንጀ ክፈትውኪ ማአት ውልላላላላላ

  • Sara Ahmb
    Sara Ahmb

    Nace

  • ሃብሮም ወዲ
    ሃብሮም ወዲ

    O.M.G IM IN LOVE WITH AZAMIT

  • Alem Brhane
    Alem Brhane

    nay behaki des ne sedetna tegelex Film, gen ade esak maera chekina, thanks a lot yehwatey

    • fouoii gyhh
      fouoii gyhh

      Nay behaki des tbl film eya neyra gin ane nLuwamey btaemi eye zfetwa nSami keman gin Sami tegagyu nluwamey telimuwa hadig terifu

  • Cassie
    Cassie

    ስደት ዘለና እውን ፈጣሪ ስደትና የሕፅረልና 🙏😘😘😘😘

  • Sabrina Tv
    Sabrina Tv

    mKhri natkekhti shigara ms covid-19 zteasaser nosoft.info/hd/video/nnqogp2W3n-y1Wo

    • Cassie
      Cassie

      አታ ከምዛ ፊሊም እዚኣስ ኣይረእኩን በጃኩም 2ይ ምዕራፍ ቀፅልዋ

  • Goitom Adhena
    Goitom Adhena

    Tsibuk tewas-o mesiluni. Kri-o fetine; koynu gin hahalifu bzreakwom tegbarat ethnocentric mkanu teazibe. Nmulu-e eti drama awuridwo. ... bhafesha hypocrisy bezihwo?

    • fouoii gyhh
      fouoii gyhh

      ኬፍ ዘይብላ ኣጨራርሻ

  • Jemal Beshir
    Jemal Beshir

    Great job btaemi zdneq srah ab dmexe film sgae nriekum Fetari yhalkum

  • MT2 MT2
    MT2 MT2

    men alo kemzi kemay kem behadish kab part 1 to part 30 zireaya alo bi hiji en gidegma eye

  • Wedi Kelie
    Wedi Kelie

    Sami 🔊📢📢🔊sami sami sami 👍👍👍👍👍👍👍👍 entay kbleka Telabiskayo zeykonka konkayo eika bro

    • fouoii gyhh
      fouoii gyhh

      Kske by 1080 Like

  • Lalawit 12345
    Lalawit 12345

    እውነተኛ ፍቅር ማለት እንደዚህ ነው ምናለበት ፍቅር ፊልም ላይ እንደሚታየው ቢሆን እውነተኛ ፍቅር ብዙ ፈተና ብዙ ውጣ ውረድ ትልቅ መሠውአትነት ይከፈልበታል ከዚህ ድራማ ብዙ መመር ይቻላል ተባረኩ ደቂ ኤሬ😍😘😘😘😘

    • fouoii gyhh
      fouoii gyhh

      ጽማቍ ስደት ኣዲስ በዛ ስርሓት ዘጊብኩሞ ብፍላይ ንዓይ ፍሉይ ግንዖ ኢዩ። ሰላም፡ ምሉእ ጥዕና ንኹልና ኣብ ስራሕኩም ይኹን ሂወትኩም ምሉእ ኣሳልጦ ይምነ

  • For Everlasting with you jesus
    For Everlasting with you jesus

    ሰላም ወሰናይ፡ ደራስን ዳይረክተርን ኩልኹም ተዋሳእትን 1000ን 80ን ብጣዕሚ ንዘለኩም ዓቕሚ ስነ ጥበብ ከምዚ ገርኩም ምውፋይኩም ኣምላኽ ንዘለኩም ተውህቦ ሓይሊ ይሃብኩም። እዛ ፊልም ንኹሉ ሸነኻት ሕይወት ብርግጽ ትትንክፍ እያ፡ ኣብ ምውድኣ እውን ኣነ ብዙሕ ነገራት ሓሲበላ፡ኣይጸላእኹዋን፡ ገሊኦም ኣብቲ ሓቀኛ ፍቅሪ መትከል ገይሮም ነቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣምላኽ ዝደለዮ ዝተኸተሉ ኮይኖም ይስመዓኒ እዚ ናይ ኩልና ትምህርቲዩ፡ እዚ ከኣ ነቲ **ሰብኣይ ኣቡኡን ኣዲኡን ሓዲጉ ምስ ሰበይቱ ሓደ ይኸውን፡ ከምኡ ድማ ሰበይቲ ኣቦኣን ኣዲኣን ሓዲጋ ምስ ሰብኣያ ሓደ ትኸውን** ይብል ቃል ኣምላኽ። ገሊኦም ድማ ብሰንኪ ኣብ ፍቅሪ ዘይምጽንዖም ዘረባ ስድራ ሰሚዖም ካብ ኩሉ ከሲሮም ዝሩግ ሕይወት ዝነብሩ ኣይሰኣኑን እዮም፡ ኣለዉ ድማ። ግን ቁሩብ ስኽፍ ዝበለትኒ እታ ኣደ ኢሳቅ ኮይና፡ ትዋሳእ ዝነበረት ዝወለደት ማሕጸን እሞ ከኣ ሓደ ከም ሓሙስ ወዳ፡ ክንዲ ሰብኣያን ወዳንከ ንሱ ክሳብ ክንድዚ ኣንጻር እቲ መልሚላ፡ዘዕበየቶ ወዳ ክሳብ ክንድዚ ከውሒ ልቢ ዝህልዋ ኣደ እንትዒ ቂር ትብለኒ፡ ምኽንያቱ ንድሌታት ሰብ ፍቅሪ ኣምላኽ ወይ ድማ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ክረትዖ እሞ ኣላሽ ከብሎ ነይርዎ ይብል። ማለት ድሌታት ሰባት ዘበለኒ ኣደ ኢሳቅ ኣንጻር እቲ ብዙሕ መሰናኽል ዘሕለፈ ፍቅሪ ኢሳቅን የውሂነይን ዝገበረቶ ቃልሲ ክትርታዕ ማለት በቃ ተሳዒራ ወዳ ክትቅበልን ዘርኢ ወዳ ክትምነን ነይርዋ፡፡ ግና ኣብ ትሪ ልባ ከላ ተወዲኣ። ክሳብ ክንድዚ ትጭክን ኣደ……………

  • amanuel tekle
    amanuel tekle

    ቴዲ ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ ናይ ብሓቂ እቲ ዝተዋህቦ ባህሪ ዝተጻወተ I have home 5 ⭐️ ⭐️ ⭐️ ⭐️ ⭐️

  • Ermias Binim
    Ermias Binim

    wela awedda gele aynet gen krub kor tbleni essak kflet nayrwo nay sami mes luwam kelil fekri aykonen naru 😂

  • Ermias Binim
    Ermias Binim

    1000 semnyan nay bhaki xbkti filmi mewadadrti zey bla btaemi zegb serah kef alekum yake 😘😍🙏

    • Muna Abdelwahab
      Muna Abdelwahab

      Ermias Binim Aljehkn

  • Ruth & Joel T
    Ruth & Joel T

    Out standing !

  • fouoii gyhh
    fouoii gyhh

    ኔራ፡

  • Suzi Tsegay
    Suzi Tsegay

    Thank you yehwat Bitaemi maharit azanagaeet Film

    • fouoii gyhh
      fouoii gyhh

      N sami hiray gerwo directer adniqeyo kemzi abzi film zireakuwo dingilnan melkien ni nay liwam lobona zidareg aykonen

  • Tom Hadush
    Tom Hadush

    Nay behaqi nufat eritrean yehwatey qselewo ajikum.

  • Mengstab scofield
    Mengstab scofield

    ኬፍ ዘይብላ ኣጨራርሻ

  • Roman Zerea
    Roman Zerea

    Nay behaki des tbl film eya neyra gin ane nLuwamey btaemi eye zfetwa nSami keman gin Sami tegagyu nluwamey telimuwa hadig terifu

  • Tsiga atsbaha
    Tsiga atsbaha

    አታ ከምዛ ፊሊም እዚኣስ ኣይረእኩን በጃኩም 2ይ ምዕራፍ ቀፅልዋ

  • Ranie Alexa
    Ranie Alexa

    ከመይ ስኪ ኬፍ ሂባትኒ ኣዛዝማኣ ዛኣጋዳ ዳኣ ከማኣ ኢዩ ዝረክብ ወዲ ሓወበይ ዳኣ እንታይ ዝፈልጦ ኔርዎ ብዝኮነ ኣብ ቀጻሊ ወዲ ሓወበይ ብጽቡቅ ትሕዝቶ ከተፍ በለና

  • alisuo toko
    alisuo toko

    ኣሕ እዋይ ኣነ ብፊቅሪ ኣዛሚቲን ድንጋጸ ሊዋሚን እባ ሕሪር ኩንቲር እለ ዝፈልጠለይ ዘይብለይ ተፋሕሰ ይመዉት ኣለኩ

  • Grmawi Azan
    Grmawi Azan

    😭😭😭😭😭😭😭hi

  • 8BP Jx
    8BP Jx

    Seb'ay kota wedi haweboy xegemka qulfka shet abilka ika zehlefka! Sami* hamed bilaley Seb'ay do aykonkan bsebayka tbeki Come on💪 Gn bhaki yednqokum ye You're the best

  • Daniel DH
    Daniel DH

    ዕዙዝ ምስጋና ይብጻሕኩም ኣባላት 1080 ብዘገርም ድርሰትን ምውሳእን ኩነታት ስደትን ሳዕቤናቱን በዲህኩም ኣልባብ ተዓዘብትኹም ሰሊብኩም ብቕዓትኩም ኣመስኪርኩም። ብዙሕ ተዓዛባይ ተኸታተልቲ ፊልምታት ኣይነበርኩን፡ ኣመጻጽኣ ሳልሳይ ስደተይ ብ ኣዲስ ብምንባሩ ኩሉ እቲ ኣመዓባብላ ታሪኻቱ ህያው ኣብ ርእሲ ምኻኑ ኩሉኹም ተዋሳእቲ ከምዚ ብቐረባ ዝፈልጠኩም ይስምዓኒ ምኽንያቱ ዝነበርኩዎ ዓመታት ቅጅል ይበለኒ ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ። ኣሃዱ ኢለ ክጅምራን ክሳዕ እዚ ናይ ሎሚ ምዕራፍ ፍጻመኣ ምስ ስራሕ ድኻም'ውን ይኹን ብሓይለ ገደል ዓይነይ ኣጨምጪመ ክዕዘባ ትኽስ ኣይብልን። ናይ በሓቂ ጽማቍ ስደት ኣዲስ በዛ ስርሓት ዘጊብኩሞ ብፍላይ ንዓይ ፍሉይ ግንዖ ኢዩ። ሰላም፡ ምሉእ ጥዕና ንኹልና ኣብ ስራሕኩም ይኹን ሂወትኩም ምሉእ ኣሳልጦ ይምነ

  • Mekonen Tsegay
    Mekonen Tsegay

    Kske by 1080 Like

  • lola Migos
    lola Migos

    Sala tgrawot ya sm rekiba eza film ms filmtat eritrea twedader aykonetn....pure garbage!!!!!!

    • salina Gal Eri
      salina Gal Eri

      lola Migos bkemey da sala tegaru tbil ezi eiko nay baelna u tay zerakb alena msom kalay kasi tegaru eiko ab film etiom zhameku eiyom derfem eika dahan u

  • Joseph Kidane
    Joseph Kidane

    Very good

  • Th Th
    Th Th

    ልምንታይ ሳሚ ልዋም ከሙዙይ ይኾኑ

  • Semir Jemal
    Semir Jemal

    Film reiye mo aykemzian etimntaysi kulu mula bkat tewasati, drset,welawun eti mthrram mxffae nay bhaki enber film koynu aysmaakan ezi kea entay ymhreka abti snetbeb amena fkri kemzelewom eyu zeriyeka btami btami mexelel film btewesaki dma ab mewedata sami kemnay isakn hanin smret texawarnet meswati aykefelen slezi fkri keyrekebe tesewiuu beal isak gn nsle fkri nkulu rahriho nfkri hiwet albisomo bzkone kalat yhaxreni kgelxo bzaba nay sami zeytewahtelu entelo nsle fkri zeyswae nsu eyu asbu chaw mukurat

  • Mehreteab Hailemariam
    Mehreteab Hailemariam

    እዛ ፊልም ብጣሚ ጽብቅትን ዝድንቃን እኩ እንትኪንኩ ቁርብ ገን ስክፍታታ ኣለዋ ብፍላይ እተን ድቀንስትዮ ኣብ ኣፍንምጨኣን ዘሎ ዘይናባህልን ስቑር ክጥቀማሉ ኣይንበረንን ባህለይ እየ እዚ ባህልና ኣይኮነን። ዓገብ ድሕሪ ሕጂ ካይድገም ብጃኩም

  • Awet Tewelde
    Awet Tewelde

    N sami hiray gerwo directer adniqeyo kemzi abzi film zireakuwo dingilnan melkien ni nay liwam lobona zidareg aykonen

  • Alex London
    Alex London

    ሓፈሻዊ ፍልጠት 1000ን ሰማኒያን ማለት ካብ ኣዲሳበባ ክሳብ ኣስመራ ክለሜትር ማለት እዩ

  • ህግደፍ ጸረ መንእሰይ ሃገር Rambo
    ህግደፍ ጸረ መንእሰይ ሃገር Rambo

    ጽብቕቲ ፊልም ተስሕቕ ትምህር ኩሉ እያ። ግን ኣቦ ሳሚ ንዓኺ ገዲፉ ኒኣዛሚት ክምርዖ ደሊና ምባሉ ቅብልቲ ኣይመስለንን።ወለድና ሽሕ እኻ ይጸግሞም እምበር ንኻልእ ዓሚጾም ፍታሕ ኣየምጹን እዮም።ምናልባሽ ሳሚ ዘይነበረቶ ተትኸውን ግን ከም ኣማራጺ ይውሰድ እዩ። ብዝኮነ እንኻዕ ብሰላም ኣፈጸመኩም።

  • نانا نانا
    نانا نانا

    وين باقي الحلقة

  • Fthawit Abraham Afewerki
    Fthawit Abraham Afewerki

    Bedilkayo wedi habebey 🥺🥺🥺🥺

  • Anisi kalasa
    Anisi kalasa

    I finished without cried but eventually when I see sami cry’s I cry too cuz he has been recommended patiently but eventually they ruined his life . We don’t suppose to call love ❤️ instead we should have called poison ☠️

  • ጓልቶም ተጋሩ ተጋሩ ፈቃራት
    ጓልቶም ተጋሩ ተጋሩ ፈቃራት

    ክን ናፍቆትኩም ጀሚሩኒ ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት

  • عبدالله الصفيان
    عبدالله الصفيان

    እቲ ናይ መጠረሾ ደራፊ መን ይባሃል

    • neejoy sola
      neejoy sola

      All of us were created by God, remember all the racism you do something I cannot understand and you will receive the revenge from God.

  • Leake Weledawit
    Leake Weledawit

    ኣነ ማራ አድናቅኩም ናይ ኩላኩም እየ። ግን ሳሚ እዚኣ ኣይኮነትን እዱ ማራ እየ ተናዲደ። ላኣከ ካብ ወዲ ( ትግራይ)

Neste
Karantene
2:13
288 k
coming clean
24:58
1,1 mill
Karantene
2:13
288 k